ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ቁፅሪ 27/01/2016ዓ/ም ዕለት/4/2/2016ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል ንናይ ሕክምና መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ


ታ.ዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1General digtal urine and blood centirufuge of 12 holeeach01
2General digtal hematocrit centirufuge of 12 holeeach01
3General digtal autoclave dry and hit leter 40each01
4Digital timereach01

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒን ( ከምኡ ድማ ዝተሓደሰ መቕረባይነትን ኮፒ መስእዚ ሰነድ ጨረታ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ አለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ : ጠለብ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ መብርሂ ገይርካ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን ስልዝ ድልዝ እንተኣጋጢሙ ብበዓል ዋና ክፍረመሉ ኣለዎ

3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 14/10/2016ዓ/ም ክሳብ 17/10/2016ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ቢቲ ዕለት ንሱ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ዝተመለአ ዋጋ ን7ተ መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብ ረት ኣብ ዉሽጢ

ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንቤት ህንፀት መቐለ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኽፈሎ ገንዘብ ልዕሊ ዘ0.000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ ካብዚ ንክዕደግ ዝተዳለወ በዝሒ ንብረት 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ይኸእል እዩ

6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል