ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

ቁፅሪ 109/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/ 

ዕለት 05/10/2016ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ናይ ዝውገድ ንብረት

ከተማ : መቀለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳድሩ ብጨረታ ክሸይጥ ሰለ ዝደሊ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑትን ዝተፈላለዩ _ ሃለቅቲ _ ንብረት ፈርንቸርን ኤሌክትሮንክስ ናይ መኪና ጎማታትን ዝተፈላለዩ ቅያር ስፔራትን ክሸይጥ ይደሊ በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1. ማንም ሰብ ክገዝእ ዝደሊ ክወዳድር ይኸእል አዩ ብዉዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም።

2. ተጫረቲ አብ ታሕቲ ዝቅረበሎም መወዳደሪ ሰነጠረዥ ዋጋ ምሰ መልኡ ብዝተአሽገ ፓሰታ ናይ ተወዳድራይ ሽምን ክታምን አድራሻ ከሰፍሩ አለዎም ።

3. ሐደ ንብረት ክልተ ተወዳደረቲ ሐደ ዓይነት ዋጋ ኣንተመልኦም ብማሕበር ንዝመፁ ብቅዳምነት ይተባባዕ ካብ ኣንተኾይኑ ድማ ቅድምያ ነቲ ብበዝሒ ንብረት ዝሰዓረ ይወሃብ ማሕበራት ወፃኢኣ ።

4. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 5/10/2016 -17/102016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓተ 4:00 ቅ/ሰዓት ይኸዉን።

5. ጨረታ ዝኸፈተሉ 17/10/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ሳንደቅ ተዓሸጉ ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ አብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት "

6. ናይ ጨረታ መኸበሪ ዝኸዉን ትሕጀ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እውን ብጥረ ገንዘብ/ብር 200.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ።

7. ተጫረቲ ዘይምለሰ ብር 10.00 ብምኸፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ከተማ መቀለ ማኣኸላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ክፍሊ ምዉሳድ ይኸእል ።

8. ዘሸነፍዎ ንብረት እብ ዉሽጥ ክልተ ማዕልቲ ገንዘብ ከፍሎም ንብረት ናይ ምርካብ መሰሎም ዝተሐለወ ይኸዉን

9. ቢሮና ዝሓሸ መማረፀፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን በሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. አድራሻ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ቀበሌ 19 ጥቃ ደብረዳም እዩ።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ 03-44-40-50-93 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።