ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ቁዕሪ፡- Nic/1140/003/16 

ዕለት፡ 01/10/2016 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2016 ዓ/ም በጀት ዘመን ንቤት ትምህርትና ግልጋሎቶ ዝውዕሉ ናይ ቢሮ ኣቑሑት (ፈርኒቸር) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ አዚ ንብረት ንምቕራብ ዝስዕቡ ረቛሒታት አተማልኡ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።

o ዝተሓደስ ንግዲ ፍቓድ አዚ ዘመን ዘለዎም

o ምስክር ወረቐት መቕረባይነትን ቲን ቁፅርን ዘለዎም

○ ኣብ ቲኦቲ (TOT) ወይ ቫት (VAT) ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

o ስነድ ጨረታ ብር 200.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይከኣል።

o ንመኽበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO (ሊፒኦ) ጥራሕ ከትሕዝ ዝኽእል ኮይኑ እቲ CPO (ስፒኦ)ኣብ ውሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሽጉ ይቐርብ።

o ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 01/10/2016 ዓ/ም ክሳብ 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 2:00 9፡30 ካብ ቤት ትምህርትና ሒሳብ ክፍሊ (ተሓዚት ገንዘብ) ምዕዳግ ይከአል

○ ዓይነት ( ሳምፕል) ንብረት ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርትና ስለዝርከብ ንሕድሕድ ዝጨረት ንብረት በቲ ሳምፕል መሰረት ይከውን

o ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 7፡30 ተዓሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ይኽፈት፡፡

○ ኣብቲ ምኽፋት ጨረታ ተጨረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ክቐርብ ይኽእል። ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ብኣካል እንተዘይተረኸበ 'ውን እቲ ጨረታ ክኽፈት ይከኣል አዩ

○ ሰዓራይ ዝስዓርዎ ንብረት ካብ ዝንገሮም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም

መብርሂ

ትራንስፖርት ናብ 2‛ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ግብረት ክፍሊ የእትዉ።

● እቲ ትካል አቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

● እዚ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ዘገልግል እዩ።

● ዝቐርብ ገብረት ኩሉ ቤት ትምህርቲ ብዘቕርቦ መርኣይ (ሳምፕል) መሰረት እዩ።

ኣድራሻና፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38 \ቲ ኒኮላሉ