መንፈሳዊ ኮሌጅ ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ _ ዘገልገሉ ናይ ቢሮን ናይ ትምህርቲ ናውትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ስለዝኾነ ፡

• ኣብዚ ጨረታ እዚ ክሳተፍ ዝደሊ ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ወይም ትካል ንኮም ረቋሕታት ዘሟልእ ክኸወን ኣለዎ።

• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ ኣብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።

• ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።

• እቲ ጨረታ ካብ ግንቦት 30/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 07/10/16 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።

• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሰነ 7/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸዉን ፣ ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028

መተሐሳሰቢ

ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይ ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።