ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዩኒሴፍ/UNICEF/ ዝተረኸበ ሓገዝ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳሁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድ ።

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብር
1ደፍተር በዓል 50 ሉሕማይ ዘየሕልፍደርዘን150
2እስክርቢቶ ቀዳማይ ደረጃ ኦርጅናል ስያባኮ30
2እርሳስኦርጅናልደርዘን100

መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/09/16 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ክሳብ ዕለት 04/10/2016 ዓ/ም

አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካአል

• እቲ ፕሮፎርማ 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ሰዓትይክፈት

• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ሒዙ ክቀርብ አለዎ

• ሕድሕድ ተወዳደርቲ በጀርባ ይመልከቱንዝብል ዝተማልኦ መረዳእታ ክቀርበሉ አለዎ

• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ`ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ። ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር

ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።