ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

መዝ/ቁፅሪ 119609

ዕለት 06/09/2016 ዓ/ም

ም ል ክ ታ ጨ ረ ታ

ኣ/ከሳሲ ቅዱስ ሚካኤል ዓርሰ ሓገዝ ሐበ/መንበሪ ኣባይቲ ሕ/ስ/ማሕበር ኣፈ/ተኸሰስቲ

1. ብራዘርስ ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

2. ኢትዮ ላይፍ ኤንድ ጀነራል ኢንሹራንስ ኣ/ማሕበር ጨንፈር

ኣብ ሞንጎኦም ዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ዝብል ክርክር ዋንነታ ናይ 1ይ ኣል ተኸሳሲ ብራዘርስ ኢ/ሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ዝኾነት ሊዝ ማሽን ሞዴል old ኬ., 800*4M ዝሰርሕ ብጨረታ ክሽወጥ ስለዝተኣዘዘ ብመበገሲ ዋጋ ብር 90000 ሻዓን ሚእቲ ሽሕ ብር/ ዝኾነ ነዚ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረትቲ ንዕለት 12/10/2016 ም ሳብ ሰዓት 3፡00 ንጎሆ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ም ቆርቆሮ ፋብሪካ ዝርከብ ስለዝካየድ ኣብቲ ቦታን ዕለትን ሰዓትን ተረኺብኩም ጨረ ተሳተፉ ጨረታ ሰዓራይ ድማ 25% ቅድሚያ ከትሕዝ ዝኽእል ምን ውፅኢት ጨረታ ድማ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክቐርብ ክልል ራይ ላዕ/ቤት ፍርዲ ኣብ መቐለ ዝተሰየመ ፍትሃብሔር መጋባእያ ኣዚዙ ኣሎ ፡፡