ን2 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብብረት ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ብኣካል ናብ ትካልና እናመፃእኹም እቲ ዓራት ብምርኣይ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ንዕል ብረት ዓራት ዓቐን 200×9 ናይ ታሕቲ ጥራሕ | ቁፅሪ/ንዕል/ | 1106 | ችፑድ ዘይቡሉ | ||
2 | ተደራራቢ ብረት ዓራት ዓቐን 200×90 ናይ ላዕሊን ታሕትን ምስ መሳልሉ | ዕምዲ | 53 | ምስ ችፑድ |
1. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 30/09/2016ዓ.ም ክሳብ 07/10/2016
2. እቲ ንብረት ሐዚ ብዘለዎ ትሕዝቶ ከምዘለዎ ክወስድ
3. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ብር) ና ፈልኩም ካብ ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብ ፋይናንስ ክፍል ቢሮ ቁፅሪ 2 ዝተወስዱ ትኽእሉ/ላ ምዃንኹም ንገልፅ
4. ናይቲ ንብረት ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ዝኽእል::
5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/10/2016 ዓ.ም ሰዓት3:30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ሰዓት 4:30 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ጨረታ ሰነድ ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ::
6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 200,000(ክልተ ሚኢቲ ሽሕ ብር) ከትሕዝ እቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን::
8. ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ
9. ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከልዕሉ ይግባእ::
10. ኣድራሻና ኣብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ ኢልኻ ኣብ ዝርከብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 30/09/2016 ዓ.ም ክሳብ 07/10/2016 ዓ.ም::
ንተወሳኪ ሓበሬታ(0914727888)::