ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ  

1 ዝኮነ ሰብ ዘይምለስ ንጀነሪተር 300 ቅርሺ ንትቦታት ድማ 500 ቅርሺ ዝሐዙ ሰነዳት እናከፈለኩም እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 23/9/2016 ዓም ክሳብ 3/10/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

2 እቲ ጨረታ 3/10/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ክክፈት እዩ

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሰኪ ሐበሬታ 0914784957