ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ዝዉገድ ንብረትይምልከት

ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝ/ዩ ኮምፒተራትን ናይ ኮምፒተራት ኣክሰሰርን / ዝ/ዩ ናይ ፈርንቸር አቁሑትን ዝተፈላለይ መፃሓፈቲን ዝተፈላለይ ናይ ወንበር ሓፂን ቁርፅ ራዕን/ብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1. እቲ ዝወገድ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ክ/ከ/ሰሜን ኣብ ዝ/ፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ዝርከብ ምኳኑ።

2. ተጫረቲ እቲ ዝወገድ ንብረት ኣብ ዘለሉ ቦታ/ ቤት ፅሕፈት ክ/ከተማ /ሰሜን ወይ አብያተ ትምህርቲ ብኣካል ብምካድ ምርኣይ ዝካኣል ምኳኑ።

3. ተጫረቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብምምላኣ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከእትው ኣለዎ

4. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝወገድ ንብረት ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ሰ/ዕ/ንብ/ምም/ር ዘይምለሰ ብር 100 ብምኽፋል ምልክታ ካብ ዝውዕል ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛኣ ይካኣለ።

5. ናይ ጨረታ መኸበሪ(ሲፒኦ) ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ 3000 ብር /ሰለስተ ሽሕ ብር ከትሕዝ ዝኽእለ /ትኽእል ።

6. እቲ ምልክታጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 14/09/20116ዓ/ም ክሳብ 28/09/2016ዓ/ም ዝፅንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 29/09/2016ዓ/ም ስዓት3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓዕዩ ዕለት 29/09/2016ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ሰ/ዕ/ንብ/ምም/ር ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ዝክፈት ከይኑ እንተዘይተረኪቦም ግን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይክልከልን ።

7. ተጫረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ናይቲ ዝወገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር ክውሰድ ዝክእል

8. ተጫራታይ ሰዓራይ ምኮኑ ምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ናይቲ ዝወገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንሰፖርትን ሚዛንን ኣቅሪቡ ክወሰድ ዝክእል ።

9. ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነ ይኩን ፅሑፍ ምፅሓፍ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ።

11. ኣድራሻና 07 ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ክ/ከ/ሰሜን ፊት ለፊት ወይ ድማ ናይ ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ሕልፍ ኢልካ ናይ ቀደም ሂራን ሆቴል ህንፃ ዝነበረ G ተ 4 ንርከብ ፡፡

12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 79 10 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።

13. ናይ ጨረታ መዕፀውን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት ይኸውን።