ጣብያ ጥዕና መቐለ

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ምልከታ ጨረታ

ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዘገልገሉ ንብረታት ብጅምላ ክትገዝኡ እትደልዩ ትካላት ኮንኩም ውልቀ ሰባት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5ተ መዓልቲ ብኣካል መሚኩም ብምርኣይ ዝርዝር እቲ ኣቁሑት ዝሓዘ ሰነድ ብብር 50(ሓምሳ ቅርሺ) ብምግዛእ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ተጫረቲ ክግንዘብዎ ዝግቡኡ ነገራት

- ዝርዝር ሰነድ እቲ ሓቑሑት ዝሓዘ እዚ ምልክታ ካብዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብብር 50(ሓምሳ ቅርሺ)ብምክፋል ካብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቁራራ 33 ብምግዛእ ጠቅላላ ዋጋ ብምምላእ ኣብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱ ረታ ምእታው

- ተጫራታይ ዝተሓደ ሰ ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

- ምልክት ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት ካብ ዕለት 12/09/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ ሰዓት

- ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕገሉ 16/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 8፡00

- ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 16/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00

- ተራታይ ሰነድ እንትገዝእ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 1000(ሓደ ሽሕ ብር)ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ

- ተካል ዝሐሸ መማረጺ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

- ተጫራታታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዎ እቲ ጨረታ ይክፈት

- ተራጋይ ወይድማ ሕጋዊ ወኪል እንተዘይተረክቢ ዋላ እቲ ጨረታ ይክፈት

- እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራታይ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትይውሰዶ እንተዘይወስዱ እቲ ንብረት ናብ መንግስቲ ኣታዊ ያውን

- ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 12 ጥቃ ጃቫ ካረ