ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ም/ር/4950/16 

ዕለት 6/09/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኪና ናይ መድሓኒታትን ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

መምርሒ ተጫረቲ/ተወዳደርቲ

➢ ተወዳደርቲ 2015 ወይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ምስክር ወረቀት ቲን/TWN Noን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

➢ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኹም እትመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸውን ኣለዎ

➢ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ | ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 9 ምውሳድ ይከኣል

በቲ ዋጋ መቅረቢ ብዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 06/09/2016ዓ/ም እስካብ 08/09/2016

ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ድማ ይኸፈት

እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከምውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ኣቅሓ/ግልጋሎት /በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊክሽን መሰረት ክኸውን ይግባእ

➢ እቲ ኮለጅ ዘቐመጦም ረቋሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ወድድር ወፃኢ ንገብር ምኳንና ኣጥቢቐና ነተሓሳስብ

➢ ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂ ዘይኮነን ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን

➢ ካብቲ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ባዓልካ ንብረት ቀይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም ኣይፍቀድን

➢ ኮለጅና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ኣድራሻና፦ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ጥቓ እንዳጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ፦ 03-44-40-87-55 ይደውሉ።