ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ

1 ክተጫቱ እትደለዩ ተጫረቲ እቲ ትቦ በኣካል ብምርኣይ ሲዒቦም ብዝርዝር ንዝቀርቡ ንብረታት ተጫረቲ መፂእኩም ክትጫረቱ ክንዕድም ንፈቱ

1 ቀደማይ ትቦታት 6 ኢንች መለኪዒ ብቁፅሪ ካልኣይ ኣርባዕተ ኢንች መለከዒ ብቁፅሪ ሳልሳይ ትቦታት ሰለሰተ ኢንች መለክዒ ብቁፅሪ ራብዓይ ትቦታት 21 2 ኢንች መለክዒ ብቁፅሪ ሓምሻይ ትቦታት ቁርፅራፅ መለክዒ ብኪሎ ሻድሻይ ቆርቆር መግለፂ ቁርፅራፅ መለክዒ ብኪሎ

2 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ