ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ

1 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ዋና ምስ ቅዳሕ ንነብይኑ ዓሺጎም ኣብ ዝባኑ ዋና ቅዳሕ ተባሂሉ ክፃሓፈሉ አለዎ

2 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ሽም ፊርማ ማህተምን ክዓርፎ ይግባእ

3 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክክዉን አለዎ

4 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክተሮኒክስን ሳይክልን 5000 ቅርሺ ንሃፂነ መፂን ካልኣት ዘገለገሉ ንብረታት 8000 ቅርሺ ብጥረ ገነዘብ ወይ ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሰዓራይ ምካኑ ካብዝተፈለጡ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 10 መዐልቲ ንብረቶም ከልዕሉ ይግባእ

7 ዝተፈላለዩ ምክንያት ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘተሓዝዎ ትሓጃ ናብ ካዝና መንግስቲ አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፉ ይእግድ

8 ተጫረቲ ኣብ ምክፋት ሳንዱቅ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣፍቀድን ከመኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይመለሰሉን

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሐዳርን ይከዉን

10 እቲ ጨረታ 18/8/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣበቲ ዐለት ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከሉ ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914160670