ሆስፒታል መቐለ

ዕለት 09/08/2016 ዓ/ም 

ቑፅሪ 3212/ዐጨ-16-1/2016

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሆስፒታል መቐለ ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን መኪና መለዋወጢ ኣቕሑትን ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም፡-

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ቲን/TN ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ፡ ኣብሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምዃኖምን ወርሓዊ ቫት ዲክሊረሽን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 መኸበሪ ጨረታ ብር 30000.00 /ሰላሳ ሽሕ ብር/ CPO ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ : ሰርቲፋይድ ለተር ከትሕዝ ዝኽእል ንመኪና መለዋወጢ ብር 10000 ዓሰርተ ሽሕ/ክትሕዝ ዝክእልን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

3 ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘቕርቦ ናይ ሰብ መድሓኒት ኣብ ሆስፒታል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክል

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

5 ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ CPO ኣብ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ ከምኡድማ ዘድሊ ደኩመንት ኣብ ውሽጢ ተዓሸጉ ክቐርብ ኣለዎ ድሒሩ ንዝመፅእ ተቐባልነት የብሉን

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50.00/ ብር ሓምሳ/ እዩ

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ን60 ማዓልቲ እዩ

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 09/08/2016 ጀሚሩ ክሳብ 24/08/2016 ንተኸታተልቲ 15 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 62 እንዳገዛእኹም ምውሳድ ትክኡ/ላ/

8 ሰነድ ጨረታ ዝምላእ እብናይ ትካልና ዘዳለዎ ክከውን ኣለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብሉን

10-እዚ ጨረታ ዕለት 19/1/2012 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት

11-ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኸእል

12 ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

13. ዝቐርብ መድሓኒት ልዕሊ ክልተ ዓመት ግልጋሎት ዘመን ዘለዎ ክከውን አለዎ