ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኒዉ ሚሊንየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ

ዕድጊት ናይ ዋርድያ ፅሬትን ሹፌራትን ደምቢ ክዳንን ጫማን

ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና

ዓመታዊ ናይ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ፅገና

ዓመታዊ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፅገና

ብጨረታ ከወዳድር ይደሊ አበቲ ጨረታ ክትሳተፍ እትድልዩ ተጫረቲ እዞም ዝስዕቡ መዐቀኒታት ብምምላእ ንክትጫረቱ ይዕድም::
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝኽእል::

2 ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ::

3 ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 5% ብ ከትሕዝ ዝኽእል::

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ሀ-ሐ ንዘለዉ ዘይምለስ ብር 30 ንፊደል መ ድመሰ ብር 20 ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይካአል::

5 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 21/ 01/ 07 ዓ/ም - 05/ 02/ 07 ዓ/ም ኮይኑ አብቲ ዕለት ንፊደል ሀ ዝተገለፀ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:20 ይከፈት ካብ ፊደል ለ ክሳብ መ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ 4:50 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

6 ተጫረቲ ዋጋ እንተቕርቡ ናይ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኖም ናይ ቫት ዋጋ እዉን ሓዊሶም የቕርቡ::

7 አብ እዋን ጨረታ እሶም ብዘይምህላዎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝኣግዶ ነገር የለን::

8 ተጫረታይ ምስዓሩ ምስተነገሮ አብ ዉሽጢ ሐደ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ::


ንዝበለፀ ሐበሬታ በቑ /ሰልኪ 0344410465 /406088 /406144 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::