ማሕበር ረዲኤት ትግራይ


1. ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክውስዱ ይኽእሉ፡፡

2. ተጫረቲ ኣብቲ ዘርፊ ዝተመዝቡን ናይቲ ዘመን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ ካልኦት ደኩመንታት ከቕርቡ ዝክእሉ ፡

3. ተጫረቲ ካብ ዘቕረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% /ክልተ ካብ ሚኢቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ኣለዎም።

4. ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 12/07/2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 26/07/2016 ዓ.ም እዮ ። ዝዕፀወሉ – ሰዓት ድማ ሓሙሽተ /5፡00/ ናይ ንጉሆ ይከዉን ። ስለዚ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ አብ ስራሕ ስዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይኽእሉ፡፡

5. ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 26/07/2016 ዓ.ም ሰዓት 9:00 አብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት፡ ከምኡዉን ዶክመንት እንድሕር ተማሊኡ ዝክፈት ምካኑ ንሕብር ።

6. እቲ ዝተዉሃበ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ ኣይፍቀድን እቲ ዝመላእኩምዎ ጨረታ ሰነድ

ቁቡል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ፡፡

7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም : ዕለት ፊርማን ክሀልዎ አለዎ ከምዐኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ

ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን።

8. ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል (Specifcation) ምስራዝ ኣይካኣልን ።

9. እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኾነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ : መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።