ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 በዚ መሰረት ሕጋዊ ናይ ጨረታ ግቡእ ዛማላእኩም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 15 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 2:30 ጀሚሩ ክሳብ 5 ለካቲት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 14 ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈለኩም ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

2 ሳንዱቅ ጨረታ 6 ላከቲት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ይክፈት

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት