ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ስፔስፊኬሽን

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

መብርሂ

1

ሚኒሞ

ንፅል

1

2

ፒስቶን ሪንግ 025

ንፅል

2

3

ድሕሪት ፍራቻ

ንፅል

1

4

ጎማ ድሕሪት

ብርጅስቶን

ንፅል

1

5

ጎማ ቅድሚት

ብርጅስቶን

ንፅል

1

6

ኣቸራተር ኬብል

ንፅል

1

7

መጋዝ ድሕሪት

49

ንፅል

1

8

መጋዝ ቅድሚት

16

ንፅል

1

9

ጋስኬት ስሊንደር

ንፅል

1

10

ፍሬን ሻራ ቅድሚት

ንፅል

1

11

ፍሬን ሻራ ድሕሪት

ንፅል

1

12

ማኔላ ስታርተር

ንፅል

1

13

ፍራቻ ቅድምት

ንፅል

1

1 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 25/4/16 ዓም እስካብ ዕለት 30/4/2016 ዓም ናብ ዝተደለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 30/4/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይክፈት

3 እዚ ፕሮፍርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገደድን እዩ

4 እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቀስ ስፔስፊኬሽን መሰረት ክክዉን ይግባእ

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቀመጦም ረቆሒታት ንዘይተማልኡ መቅረቢት ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምካና ኣጥቢቅና ነተሐሳሳብ

6 ኣድራሽና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ

ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላነቱ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይከኣል እዩ