ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ናይ ዝውገድ ዝኣረጉ ን ሓዱሽን ንብረት ምልክታ ግልፅ ጨረታ

 መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1) ተጫረት ደቀቅትን ኣናእሽትን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ካብ ቤት ፅሕፈት ንግዲን ኢንድስትሪን ዝተወሃቦም ኣብዚ ዓመት ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል /ደረጃ/ዝገልፅ ሰርትፍኬትን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃዲን ቲን ናበርን ዝኾነ መረጋገፂ ከቅርብ ዝኽእል።

2) ጨረታ ሰነድ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/04/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 25/04/2016 ዓ.ም ሰዓት8፡30 ሰዓት ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ዕለት 25/04/2016ዓ.ም ድማ 9፡00 ይኽፈት

3) ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብጥረ-ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ።

4) ናይትልምን ፋይናንስን መትሓዚ ስፒኦ 3000 ብር ከትሕዙ ዝኽእል

5) ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ይህልዎ

6) ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

7) ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ጠ/ዋጋ ብምክፋል ካብ ዝምልከቶም ንብረት ክፍሊ ወፃኢ

8) ይገብር፡፡

9) ሰዓራይ ዝፍለ ብጠቕላላ ድምር ናይ ትልምን ፋይናንስን ካብ ታራቁፅሪ1 ክሳብ ታራ ቁፅሪ 59 ዘሎ ንብረት በቢ  ዓይነቱ ጠቕላላ ዋጋ እንትኸውን ንብረታት ኣብዘለዎ ቦታት ብኣካል ብምኻድ ምርኣይ ይካኣል 

10) ጨረታ ፎርሚ ካብ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ፖሊስ ቤት ፅ/ት ክ/ከ/1ይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 17 እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914785282 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡