ሆት ስፕሪንግ አጠቃላይ የንግድ አማ

ዝርዝር ዓይነት ኣቑሑ  

  • 1 ጨረታ ካሽ በዝሒ ልዕሊ 120000 መበገሲ ዋጋ 26 ብር   2 ካርቶን በዝሒ ልዕሊ 4000  3 ዝተፈላለዩ ዓይነት ጀሪካናት (20 :25 : 30 ሊትሮ ዝሕዙ

1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ንግዲ ፍቃድ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ከቅርብ ዝክእል

3 ንጨረታ 50000 ሓምሳ ሽሕ ብር ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

4 ንካርቶን 5000 ሓሙሽተ ሽሕ ብር ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ንጀሪካን 5000 ሓሙሽተ ሽሕ ብር ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫራታይ ክገዝእ ዝደሊ ዓይነት ኣቅሓ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዛይ ቫት ኢሉ ብግልፂ ክፅሕፍ አለዎ መብርሂ እነተዘይተቀሚጡ ግን እቲ ዝቀረበ ዋጋ በዘይ ቫት ከምዝኮነ ይዉስድ

7 ናይ ሐደ ዓይነት ኣቅሓ ነፀላ ዋጋ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ክፀሓፍ አለዎ

8 ናይ ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ነዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

9 ናይ ጨረታ ሰዓራይ ዝሰዓረሉ ኣቅሓ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ 10 መዓልቲ ዉሽጢ ከልዕል አለዎ ኣብ ዝተቀመጠሉ እዋን ዘየልዐለ ዝተተሓዘ ናይ ጨረታ መክበሪ ገንዘብ ኣይምለስን እቲ ኣቀሓ ንካልእ ተጫራታይ ይዉሃብ

10 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 16/4/2106 ዓም ክሳብ ዕለት 25/4/2016 ዓም ዓሰርተ ናይ ተከታታሊ መዓልቲ  ይከዉን

11እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን ዕለት ካብ 25/4/2016 ዓም ሐሙስ ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ሰዓት 5:30 አብ ራያ ቢራ ፋብሪካ ይክፈት

12 እቲ ኣክስዩን ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፍል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ