በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 15/04/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት17/04/2016 ስዓት 0400 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ናብቲ ዝተደለየ ወረዳ ወይ ከተማ ከብፅሕ ዝክእል

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ኣሱዚ ዘዓየነተን መኪና ከቅርብ ዝክእልን ሊቭሮ ዘለወን

5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ኣሱዚ ፎቶ ኮፒ ከተቅርብ ንሕብር

ተቁ

ዝደለ ዓይነት ተሽከርካሪ

ዝጎዓዘሉ ዞባን ወረዳን

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

 FSR ኣስዚ መኪና

ናይ ዞባ ምብራቅ ኮይኑ ናብ ከተማ ዉቅሮ ከተማኣጉላዕ ከተማ ስንቃጣ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከተማ ዓዲግራት ከተማ ብዘት

ናብ ዞባ ማእከል ኮይኑ ናብ ወረዳታት እንትጮ ከተማ ዓድዋ ከተማ ኣክሱም ታሕታይ ማጨዉ

ናብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ለስከለካ ከተማ ሽረ

ቁፅሪ

01

2

FSR ኣሱዚ መኪና

ናብ ዞባ ደቡብን ዞባ ምብራቅ ሰምረ ዓዲጉዶም ዓ/ሽሁ አለጃወረ ከተማ ማይጨዉ ከተማ መኮኒ

ቁፅሪ

01