ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ  

1 ንግደ ፈቃድ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ዘይመለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/3/2016 ዓም ክሳብ 27/3/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ግልጋሎትን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 1 እዚ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብ ስራሕ ሰዓትን ዕለትን ብምምፃእ ክትሳተፉ ይዕድም እቲ ጨረታ በቲ ዕለት 27/3/2016 ዓም ድሕሪ ቀትሪ 9:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 27/3/2016 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ልክዕ ሰዓት 9:30 ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914784957