1 ናይ ሕክምና መድሓኒት
2.ናይ ህፃናት ፐርሰናል ኣይተም
3.ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተምን
4.ናይ ምግብን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::
ዘማልእዎ ረቃሒታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2. VA ተመዝገብቲ ዝኮኑ:
3.ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% CPO ክትሕዝ ዝክእል::
4.ናይጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30(ቅርሺ) ጥራሕ:;
5.ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ
6. ተረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት12/02/2016ዓ/ም -21/02/2016ዓ/ም ይከውን:
7. ናይ ረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 21/02/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት21/02/2016ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን::
8.ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ