ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ

1 ናይ 2013/ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

2 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ 2013ዓ/ም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

4 ናይ መቅረባይነት 2013ዓ/ምዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

5 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይካኣል እዩ

7 ንመሳርሒ ፅሕፈት ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

8 ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ድማ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

9 ኣቅሑት ፅሬት ዕለት 28/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

10 ንኣቅሑት መለዋዋጢ ኣቅሑ መኪና ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

11 ንናይ ጋራዥ ኢድ ሙያ ስራሕ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

12 ንኣቅሑት ስፖርት ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

13 ንናይ ሕትመት ስራሕቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት8፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
15 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 10 38 12 28 /09 31 09 73 20/ 09 33 78 76 64