ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ሰብነት ዝተወሃቦ ናይ ንግዲ ትካል ክኽዉን ኣለዎ

2 ነቲ ገዛ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አፀጊኑ ክካረ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ክትወስዱ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ተባሂሉ ኣብ ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 09/02/2013 ክሳብ ዕለት 23/02/2013ዓ/ም ምእታዉ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 24/02/2013ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

6 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000 ሰለስተ ሽሕ ብስፒኦ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

7 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 14/109 ምሕታት ይካኣል