ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ

1 ንጨረታ ዝቀርቡ ዝርዝር ቦታታት ኣብ 6ተኤን ክፍለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለን ከምኡ እዉን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ምርኣይ ይካኣል

2 ብተወሳኪ ካብ 01/03/2013ዓ/ም ጀሚሩኩም ዉፅኢት ተወዳደርቲ ብምልከታ ወይ ድማ ብመርበብ ሓበሬታ ምርኣይ ይካኣል

3 እቲ ጨረታ 12/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ 13/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 97 29