ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ

1 በቢ ዘፈር ናይ 2012ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፤

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ንምዃኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ 2013 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎ፤

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ ሰነ ወርሒ 2012 ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረድሉ ዲክለሬር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

6 ናይ ጨረታ መከበሪ ንሕድሕድ ሎት 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ቼክ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 በቲ ዝኣሰርዎ ዉዕሊ ካብቲ ከይፈፀምዎ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይ ዉዕሊ ዋጋ በቢ መዓልቲ 1/1000 ዝቅፃዕ ንዝቀርቦ ጠቅላላ ቅፅዓት 10 ሚእታዊ ከይተፀበየ ቤት ፅሕፈትና ዉዕሊ ዝስርዝ ምካኑ

8 በዝሒ ዝግዛእ ንብረት ብ 20 % ክዉስክን ክቅንስን ይክእል እዩ

8 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ካብቲ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረት ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል

9 ዝወዳደር ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኒ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 እቲ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ጀሚሩ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ፤

10 እቲ ሰነድ ጨረታ ብዘይ ሰርዝ ድልዝ ክምልእ አለዎ፤ ኮይኑ ግና ንምንባብ ዘፀግም ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ናይ መቅረባይ ፊርማ ኣብ ጎኑ ወይድማ ኣብ ልዕሊ ክግበር አለዎ

11 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ፌርማ:ስምን :ኣድራሻን :ማህተምን ቁፅሪ ስልክን ክህልዎ አለዎ

12 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ነንብይኑ ብዝተዓሸገ ብክልተ ፖስታ ከቀርብ አለዎ፤

12 ሰዓርቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ  ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ከምፅኡ ኣለዎም፤

13 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 20/01/2013 ዓ/ም ክሳብ 10/02/2013 ዓ/ም ኣብ ሰራሕ ሰዓት እቲ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል፤

14 እቲ ጨረታ 10/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ቤትፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ  ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይከፈት፤

15 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ዝርዝር ረቆሒታት ኣብ መምርሒ ጨረታ ምርኣይ ይከኣል፤

16 ቤት ፅሕፈትና ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 00 44 /03 45 51 07 21