ሆስፒታል ዓድዋ

1 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ መቅረባይነት ዝተሓደሰ ዘለዎም ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 27/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደ/ከ/ስ/ምም/ር/ን ይክፈት

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 1000.00 ቅርሺ ንመድሓኒት ፣ ንምግቢ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያን መራገፍን ዘቅርብ

6 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 71 23 26 ደዉልካ ምሕታት ይካኣል