ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ

1 ሕጋዊ ናይ በቢዘርፉ ኣቅርቦት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን አብዚ በጀ ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝከፈልኩምን

2 ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪ /ቲን/ ካርድን : ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ዘለኩም: ዝተሐደሰ ናይ 2012 ዓም ናይ መቅረባይነት ካርድ ዘለኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሓምለ 2012 ዓም ዲክለሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ንሐደ ደከሜንት ዘይምለስ ብር 200.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይነናንስንን ብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 4 ኣብ 1ይ ደብሪ ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 12/01/2013 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/01/2013 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

4 ሳንዱቅ ጨረታ 27/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለትሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት እነተዘይሃልዩም ኣብዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈትን ይግምገምን

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከዉን  ፅሕፈት መሳርሒ5000 ቅርሺ፣ ፅሬት ኣቅሑት3000 ቅርሺ፣ ሕትመት ስራሕቲ2000 ቅርሺ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000ቅርሺ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል3000 ቅርሺ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይከል 2000 ቅርሺ በሲፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዲት  ክትሕዙ ይግባእ

6 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስቁ 0344-430083/09 22 88 39 81 ምሕታትይከኣል