ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

ኣፈ/ከሰስቲ ኣይተ ገ/ሄር ካሳ

ኣፈ/ተከሳሲ ወ/ሮ ትርሓስ ገ/ሂወት

አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ ብሽም አፈፃፅማ ተከሰሲት ዝተመዝገበ ገዛን ቦታን ኣብ ክ/ከ/ዓይደር ጣብያ ሰርፀ ዝተመዝገበ ገዛን ቦታን ኣብ ክ/ከ/ዓይደር ጣብያ ሰርፀ ዝርከብ መወሰኒኡ ብምብራቅ 002 ብምዕራብ መንገዲ ብሰሜን 021 ብደቡብ 019 ስፍሓት ቦታ 140 ካሬ ሜትር ዝርከብ መበገሲ ጨረታ ብር 926136.8 ትሽዓተ ሚኢትን ዒስራን ሽድሽተን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሳላሳን ሽድሽተን ብር ምስ 08/100ሳንቲም ብጨረታ ክሽየጥ ስለ ዝተደለየ ክጫረት ዝደሊ ሰብ እንተሃልዩ ጨረታ ሳራይ ድማ ወድያዉን ናይ ዝሰዓሮ 25 ሚኢታዊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል ዝተረፈ ገንዘብ ድማ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ክከፍል ዝክእል  ጨረታ ናይ ሽም መዘዋወሪ ጨረታ መሸነፊ ይሽፍን ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ኮይኑ ካብ ሰዓ 3፡00 ክሳብ 5፡30 ቅድሚ ሰዓት ይጠናቀቅ ዉፅኢት ዝቀርበሉ ዕለት በቲ እዋን ኮይኑ ሰዓት 8፡00 ድሐሪ ቀትሪ ንክቀርብ ክ/ከ/ሰሜን ኣዚዙ ኣሎ

ሓበሬታ 09 14 72 82 64 /09 33 47 70 07