ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

እዞም ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉና መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2. ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝበሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ሰነ 2012 ሒሳብ ዝከበርኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል አብ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ዕድጊት ግን ቫት ዝተመዝገበን ዘይተመዝገበን ክወዳደር ይክእል

4. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቅዳሕ ገይሩ ከትሕዝ ዝክእል

5. ሰነድ ጨረታ ካብ 07/01/2013 ዓም ክሳብ 21/01/2013 ዓም 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስለሰ ክዉስዱ ዝክእሉ

6. ጨረታ 21/01/2013 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7. ካብ ቤት ፅሕፈት ዝተዉሃበ ሰነድ ቢድቦንድ ነኪካ ምቅራብ አይካአልን

8. መክበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 8000ቅርሺ ፣ ናዉቲ ኣይስቲን ኤሌክተሮኒክስን8000 ቅርሺ፣  ፣ ኣቅሑት ፅሬት 4000 ቅርሺ፣ ናዉቲ ፈርኒቸር 8000 ቅርሺ፣ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጎማ ሳይክልን 4000 ቅርሺ ፣ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ከትሕዝ ዝክእል

9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444916 ወይድማ 0344442866 ደዊልካ ምሕታት ይከኣልደዊልካ ምሕታት ይከኣል