ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ

1 በዚ መሰረተ ተጫረቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለኩም

4 መረዳእታ ተመዝገብቲ እሴት ታክስ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ

5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ 10 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣስሩ ኣበ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮም ኣቅሑት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ዝገብር

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ኣቁሑት 5000.00ሽሕ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 እቲ ጨረታ 19/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50.00 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 04/01/2013ዓ/ም ክሳብ 19/01/2013ዓ/ም ምግዛእ ይከኣል፤

9 ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ

10 ሰዓራይ 20 % ኣብ ነዉሰወከፍ ዓይነት ንብረት ዝቅንሰ ወይ ዝዉስክ ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347-740661/03 47 74 62 29 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፤