ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2012/13ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን መለለይ ቁፅሪን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መሳርሒ ፅሕፈት ቀለለትብ ሃለቅትን ኣቅሑት 50 ቅርሺ : ን ኤሌክትሮኒክስ 30 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ፅሬትን ሕትመትን 20 ቅርሺ : ናይ ባትሪን ጎማን መኪናን: ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርን 50 ቅርሺ ፣ ፈርኒቸር 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሐ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኬዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ 10 ሰነድ ጨረታ ካብ 5/01/ 2013 ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

3 ዝምለስ ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ወይድማ ቢድቦንድ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ቀለለትን ሃለቅትን ኣቅሑት 10,000 ቅርሺ : ን ኤሌክትሮኒክስ 30000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ :ን ሕትመት 3,000 ንመለዋወጢ ባትሪን ጎማን መኪናን 10,000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ሞተርን 3,000 ቅርሺ፣ ንፈርኒቸር 10000 ቅርሺ ብብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሐደን ጠቅላላ ዋጋን መሊእኩም ክሳብ 21/01/2013 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብቲ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ 21/01/2013 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ኮይኑ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ድማ ማሕተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

7 ተጫረቲ ካበ ጠቅላላ ዝሰዓርዎ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብምትሓዝ ጨረታ ምስዓሮም ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር በቲ ዝተኣዘዘ ዝርዝር መዓቀኒ በዝሕን ፅሬትን ከረክቡ ዝክእሉ

8 ቤት ፅሕፈትና ካብ ዝቀረበ ዝርዝር ዓይነታት ንብረት ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል ብተወሳኪ ክሳብ 20 ሚእታዊ ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ክዉስክ ይክእል

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ