ሆስፒታል ኮረም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቁሓ

  1. ብዘይካ መድሓኒትን ቀረብ ምግብን ንኣንሶላን ኮቦርታን ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ንሕድሕድ እቲ ትጫረትሉ ዘፈር ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ 2008 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ዘሐደስኩምን
  2. በቲ ትጫረትሉ ዓይነት ዘፈር ስራሕ ዝመዘገበሉ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ሰርትፊኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝኽእል
  3. ንተጫረቲ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ዝተሓደሰ መረዳእታ መረጋገፂ ብቅዓት ከቅርብ ዝክእል
  4. ንምግቢ ዘድልዩ ኣትክልቲ ከከም ኩነታት ዕዳጋ በቢ 3 ወርሒ ዉዕሊ ናኣሰረ ን 6 ወርሒ ኣቅርብ ኣብ ዝተብሃለ ግዘ ዘቅርብ
  5. እቲ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ተፈሊዩ በዘተአሸገ Â ሽምዒ ፖስታ ከቅርብ ዝኽእልን::
  6. ብዘይካ ንቀረብ ምግቢ ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ኮይኖም ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ዕለት ጀሚሮም ኣብ ዉሸጢ 12 ተከታተልቲ መዓልቲ ብናይ በዓሎም መጋዕዝያ ኣብ ሆስፒታል ኮረመ ከቅርብ ዝክእል
  7. እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 7 ለካቲት 2008 ዓ/ም ክሳብ 22 ለካቲት 2008ዓ/ም Â ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓትÂ ኣብ ሆስፒታል ኮረም ዘይምለስ 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ብምዉሳድ መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ብምተሓዝ ኣታዊ ብምግባር ለካቲት 22 2008 ዓምÂ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ሰዓት 5፡00 ኣብ ሆስፒታል Â ኮረምÂ ይክፈት
  8. ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ተወሳኪ ሓበሬታ 0345 510059

Â