ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን

1 ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዓይነት ግልጋሎት ተዛመድትን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩምን ብተወሳኺ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ እትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 52/ 03 42 40 65 94