1 ተወዳደርቲ ንተጠቀምቲ ብጨረታ ዝሽየጡ ዓባይ ናይ ማይ ጀነሬተርን ትራክተርን ብኣካል ቀሪቦም ብምርኣይ ክገዝእዎ ንዝደልዩ ንብረት ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳጡን ከእትዉ ይግባእ
2 ኣብ ናይ ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ተቀሚጡ ስለዘሎ ኣብቲ መወዳደሪ ሰነድ ናይ ዝደልዩዎ ዓይነት ንብረት ዋጋ ብምምላእ በዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳጥን ከእትዉ ይግባእ
3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 22/10/2012ክሳብ 06/11/2012ዓ/ም ኣብ ቃላሚኖ ማእኸል ኢንቨስትመንት ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
4 እቲ ጨረታ ዕለት 07/11/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤ/ፅ ቃላሚኖ ማእኸል ኢንቨሰመንት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸቡሉ ይክፈት
5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 5000.00 ብሽም ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ
6 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብምኽፋል ካብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ቁፅሪ 2 ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ክወስዱ ይኽእሉ
7 ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 2ተ ማዓልቲ ሒሳብ ከፊሉ ንብረቱ እንተዘይወሲዱ ዘትሕዞ መኸበሪ ጨረታ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ናብ ናይ ትካልና ካዝና ኣታዊ ይግበር
8 ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቕርብ ተቐባልነት የቡሉን
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 99 04 23