ኩባንያና ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ

በዚ መሰረት ንዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ፎርሚ ኣብቲ ህንፃ ካብ ዝርከብ ጨንፈር ቢሮና ብምምፃእ ብምዉሳድ ዝካረይሉ ዋጋ ብምምላእ ብፖስታ ዓሺጎምክሳብ ሰነ ዕለት 29/2012 ኣብ ዘሎ ግዘ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መልኢኩም ናብ ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ ጨንፈር መቐለ ምእታዉ ዝኽእሉ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቅርሺ2500 ስፒኦ ብኢንሽራንሽ ብርሃን ኣ.ማ ኣዳልዮም ምስ ጨረታ ሰነድ ከቅራብ ይግባእም

3 ሰዓራይ ዝኾነ ድርጅት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስሩ ይግበኦም

4 ኮረና ቫይረስ ምኽንያት ንኽኽእ ንምንካይ ምእንቲ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ንክርከቡ ኣይግደዱን

5እቲ ኩባንያ ሙሉ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 76 27 /09 14 27 70 73