ሆስፒታል መቐለ

1 ናይዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቫት ዝተመዝገቡን ኣብ ሓዱሽ መቅረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ኮምፒተር ፅገናን ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ናይ ሓደጋ ምክልካል ሲሊንደር ምምላእ መከበሪ ጨረታ 3000.00 ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ለተር ከትሕዝ ዝክእል

3 ፅሕፈት ፣ መኪና መለዋወጢ ህንፃ እቕሑት ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ረሳሕ ፈሳስን ኦክስጅን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ብር 10000.00 ብስፒኦ ባንኪ ጋራንት ፣ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

4 ፅሬት ኣቅሑት ፣ ማይ ቦጥ መኪና ክራይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም መከበሪ ጨረታ ብር 20000.00 ስፒኦ ባንኪ ጋራንት ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ነሕትመት መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብስፒኦ ባንኪ ጋራንት ጥረገንዘብ ዝክእል

6 እንጀራ ፣  ስጋ ፣ እንቅላሊሕን ኣትክልትን ፣ ዉፅኢት ባልትና ፣ ሓለዋ ፣ ጋራዥ /መካይን ፅገና ደረቅ ዕንፀይቲ ናይ ደቀቅትን ኣናአሽተይን ዝተሓደሰ ፍቃድ እተቕርቡ መክበሪ ጨረታ ብር 20000.00 ብስፒኦ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ሰርቲፋይድ ለተር ዝኮነ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ተጫረቲ ሆስፒታልና ብዘቀመጦ ዝርዝር መግለፂ ስፔስፊኬሽን ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ዘየምለስ 50 ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ሆስፒታልና ምዉሳድ ይክእሉ

8 እዚ ጨረታ ዕለት 30/10/2012 ዓም 4:30 ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክክፈት ይክእል

10 ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344420046