ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎ

2 ብበዓል መዚ እቶት ዝተፈቀደሉ ቅብሊት ከቅርብ ዝክእል

3 መኸበሪ ጨረታ 100,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጠቅላላ ኣብ ጅቡቲ ዘሎ 40 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ኮል ከማላልስ ዝክእል

5 ናይ መጓዓዚ ዋጋ ዝምልከት ተጫረቲ ን 1 ሜትሪክ ቶን ዋጋ ክገልፁ ይግባእ

6 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ስራሕ ዉሕስና 100,000.00 ቀርሺ ክትሕዝ ይግባእ

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 06/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ከእትዉ ዝክእሉ እንትኮኑ እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ሙሉእ እንተኮይኑ ኣብ ዘየለዉሉ እዉን ጨረታ ይክፈት እዩ

8 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 58 06