ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል

1 ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ዘኒ ዝተጠቀሰ ንብረት ክትዕድጉን ክትወዳደሩን ድልየት ዘለኩም ንቲ ንብረት ብኣካል ብምርኣይ ኣብቲ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ዕለት ብምርካብ ተሳተፊ ክትኮኑ ናይ ጨረታ ሕጊ ዝእዝዞን ዘፍቅዶን ኣማሊእኻ ክትቀርቡ ይዕድም

ኣድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ፊት ንፊት ወረዳ እንደርታ ፍርድ ቤት ጎኒ ኢሜግራሽን

ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/09/2012ሰዓት 3፡30 ናይ ንጉሆ ይኸዉን