ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

መፀዋዕታ  ምልክታ   ጨረታ
ንኤጀንሲ  መራኸቢ  ሓፋሽ   ክልል   ትግራይ    ኣገልግሎት  ዝዉዕሉ   ብግልፂ   ጨረታ  ክዳዉንቲ  ኣወዳዲሩ  ክካረይ  ይደሊ::
በዚ መሰረት
ዝተሐደሰ    ንግዲ  ፈቃድ  ዘለኩም::
ብመቕረባይነት  ዝተመዝገብኩም::
ናይ ግብሪ ካፋለይ  ቁፅሪ  /TIN/ መረዳእታ   ክተቅርቡ  እትኽእሉ::
ተጫረቲ በቲ ዝቐረብ ዝርዝር/Specfication/  መሰረት  መሊኡ  ዘቅርብ  ክኽዉን አለዎ::
መቕረብቲ  ካብ  ዕለት  02/01/2007 ዓ/ም  ክሳብ  19/01/2007ዓ/ም  ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ሰነድ  ጨረታ ብምዉሳድ  ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ  ይከኣል
መኸበሪ ጨረታ ብር 3000  /ሰለስተ ሽሕ ብር /  ብ CPO ወይ   ብባንኪ ዝተረጋገፀ  ቸክ  ወይ ብጥረ ገንዘብ  ቅድሚ  እቲ  ፖስታ ምኽፋቱ  ክትሕዙ  አለዎም::
ጨረታ  ዝዕሸገሉ ዕለት   19/01/2007 ዓ/ም  ሰዓት  4:00 ኮይኑ  በዚ  ዕለት  ሰዓት 4:30 ተጫረቲ  ባዕሎም  ወይም ሕጋዊ  ወከልቶም  ኣብ  ዝተረኸቡ   ይክፈት::
ተጫረቲ  ወይም  ወከልቶም  እንተዘይተረኺቦም  እዉን  እቲ ጨረታ ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን::
ጨረታ   ዝፀንዐሉ  ግዜ  እቲ ጨረታ  ካብ ዝተኸፈተሉ  ዕለት  ጀሚሩ  ን30  ናይ ስራሕ  መዓልቲ  እዩ::
ቤ/ፅሕፈትና   እቲ  ጨረታ  ብሙሉእ ወይም ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰል ዝተሐለወ  እዩ::
ተጫረቲ  እቲ ዘቅርብዎ  ዋጋ  ቤ /ፅሕፈትና  ኣብ  ዘዳለዎ  ሰነድ  ድልየት  መግለፂ  ጥራሕ   ይከዉን ነብስወከፍ  ገፀ ማሕተማ  ናይ  ድርጅቱክም  ከዓርፎ ኣሎዎ::
ኣድራሻ  ጥቃ  ቤት  ትምህርቲ  መርሲ  ፋል  ኤመሓት   ህንፃ  1ይ   ደብሪ   ቁፅሪ  105 ኤጀንሲ  መራኸቢ ሓፈሸ ትግራይ ከይዲ ስራሕ  ዕድጋ  ፋይናንስ  ምምሕዳርን ንብረትን::
ንተወሰኪ ሐበሬታ  ብስልኪ ቁፅሪ  0344402860  /ምርካብ ይካኣል