ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ናይ 2012 ዓም ፍቃድ ንግድ ዘሐደስኩምተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ወረቀት ምስክር መቅረባይነት እዉን ከቅርብ ዝክእል

3 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምሰናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ዓሺግኩም ኣብ ሳፁን ጨረታ ክተእትዉን ዋና መረዳእታኩም እተቅርቡን

4 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝኮዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 6000 ቅርሺ ከቅርብ ዝክአል

5 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምኻኖም ምስ ፈለጡ ድማ እቲ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጋዕዝያ ኣብ ዉሸጢ 10ተ መዓልቲ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ተረክቡ

6 ሰዓርቲ ምካንኩም ምስፈለጥኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓለቲ ዉዕሊ ትኣስሩ ካብ ዝሰዓርክምዎ 10% ተትሕዙ

7 ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ሽራሮ  ምዉሳድ ይከኣል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ 17/09/2012 ዓም ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ክትወስዱ ንዕድም

9 ሳንዱቅ ጨረታ 02/ 10/2012ዓ/ም  ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 32 037840