ሕ/ሽ/ማ/ር መሸጢ ዘገልገሉ ንብረታትን ተሽከርከርትን ወርዒ

1 ተጫረቲ ካብቲ ዝተቀመጠ መነሻ ዋጋ 20 ሚኢታዊ ስፒኦ ብትካልና ሽም ከትሕዙ ኣለዎም

2 ተጫረቲ ዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ካብ ቤት ፅሕፈትና ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብምትሓዝ ንብረት ናብ ዝርከበሉ ሓሚዳይ ቢሮ ሃፍቲ ዝርከብ መኽዝን ኩሓ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምርኣይ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ዝዓደግዎም ንብረት ኣሸናፊ ምኻኖም ካብ ዝተነጎሮም ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሙሉእ ንምሉእ ዋጋ ከፊሎም ከዉፅእዎ ኣለዎም

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 18/09/2012ዓ/ም ኣብ ጅብሩክ ኦሮሚያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ፍስሃ ህንፃ ካብ ቤት ፅሕፈትና ብምዕዳግን ዋጋ ናይቲ ዝመረፅዎ ንብረት ብምምላእን 26/09/2012ዓ/ም ካብ 02፡00 ሰዓት ክሳብ 09፡00 ምእታዉ ዝካኣል እንትኮን እቲ ጨረታ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አብ ዝተረከብሉ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 70 87 77 / 09 14 72 71 18/ 09 14 78 43 11 /09 14 70 01 82