ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ

1 ናይ ትካላትን  ካልኦትን ዘበን ሊዝ 70ዓመት እንትኸዉን ጠቅላላ ቀሪ መክፊሊ ዋጋ ድማ ካብ 30 ዓመት ንታሕቲ ይኸዉን

2  ሰዓርቲ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ሊዝ 20% ናይ ምኽፋል ግቡእ ኣለዎም

3 ናይ ጨረታ መገምገሚ ነጥብን መለክዕታትን ዋጋ ሊዝ ቅድመ ክፍሊት እንትኾኑ ዋጋ ሊዝ ንሜትር ካሬ ካብ 80 ሚኢታዊ ይሕሰብ ቅድመ ክፍሊት ድማ 20 ሚኢታዊ ዝሕሰብ ይኸዉን  

4 ሰነድ ጨረታን ሳንዱቅ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ከ/ስ/ምም/ር /ልምዓት ማነጅመንት ቢሮ ቁፅሪ 3 ይርከብ

5 ዋጋ ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ ብምክፋል ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብምዕዳግ ብመለክዒ መሰረት ዝተማለአን ስፒኦ ብፖስታ ብምዕሻግ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ዝጫረትዎ ቦታ ዝርእሉ ግዜ ካብ 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ03/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ይከዉን

7 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ን 21 ናይ ስራሕ መዓልታት ይኸዉን

8 ጨረታ ብምዕዳግ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝጅመረሉ ግዜ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2፡00 ይከዉ

9 ምዕዳግ ሰነድ ጨረታ ዝዛዘመሉ ግዜ ድማ 08/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድ/ቀትሪ ይኸዉን

10 ሰነድ ጨረታ 08/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓሺጉ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ኣብ ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ተጫረቲ ቅድሚ ምጭራቶም 5 ሚኢታዊ ካብ ጠቅላላ ስፍሓት ቦታ ንመበገሲ ዋጋ ተራቢሑ ዝርከብ ዉፅኢት ካብ ባንኪ ወይ ፋይናንሳዊ ዉፅኢት ናይምትሓዝ ግብእ ኣለዎም