ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 እቲ ዝዉገድ ንብረት ቦታ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ሰሜን ቤት ትምህርቲ 2ይ ብርኪ መሶቦ ፣ ቤት ምህርቲ ዕላላ  ይርከብ

2  እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ክሳብ 19/08/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ

3 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ በዚ ዕለት 20/08/2012 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 መኸበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ብር 2500.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5  መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብር 50 ዘይምለስ ይከዉን

6 እዚ ጨረታ ንቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10