ኣብ ዓይደር ክፍለ ከተማ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖርት ናይ ህንፃ ዲዛይንና ኮንስትራክሽን ከይዲ ስራሕ

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዘወጸሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፀሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ንገዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 84 37