ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት፣ ክላዉዶ ዝገበረት፣ ኢንሹር ዝኾነት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 21/07/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕሸገሉ ዕለት24/07/2012 ሰዓት 03፡00 እንትኸዉን ዝኽፈተሉ ድማ ዕለት 24/07/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸዉን

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77