ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ካብ ጠቅላላ 1 ሚኢታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ጨረታ ሰነድ ኣታዊ ዝግበረሉ ዝኽፈተሉን ኣብ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርነ ስራሕቲ ማይ ትግራይ 4ይ ደብሪ ቢሮ 9ተ እዩ

4 ሰዓራይ ምኻኖም እንተፈሊጦም ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ናይ ዘሸነፍዎ ንብረት ጠቅላላ ክፍሊት ኣታዊ ዝገብርሉ ደረሰኝ ብምትሓዝ ኣብ ዓዲሓ ካብ ዝርከብ መኽዘን ናይ ትካልና ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ከልዕሉ ዝክእሉ

5 ተጫራታይ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልታት ገንዘብ ኣታዊ ክገብሩ ተዘይክኢሎም ዘትሓዝዎ መኸበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣተዊ ይኸዉን

6 ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 17/07/2012 ክሳብ 01/08/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 01/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

7 ትካልና ካልእ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 03 44 41 85 56