ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ሰብነት ዝተወሃቦ ናይ ንግዲ ትካል ክኽዉን ኣለዎ

2 ነቲ ገዛ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አፀጊኑ ክካረ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ክትወስዱ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዝፀንሓሉ ግዜ ዕለት 16/07/2012 ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ኣብቲ መወዳእታ ዕለት ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000 ሰለስተ ሽሕ ብስፒኦ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 09/14 ምሕታት ይካኣል