ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ፣ ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ዝኮንኩም ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ዘይምለስ 100 ብር እናከፈሉ ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሌጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከተእትዉ ከም ትክእሉ ይሕብር

3 እቲ ጨረታ 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ  ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 46 00 62 /03 44 46 00 65